Fana: At a Speed of Life!

ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ትግራይ ሰብኣዊ ደገፍ ይቐርብ ከምዘሎ ገሊፁ 

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ለካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ትግራይ ሰብኣዊ ደገፍ ይቐርብ ከምዘሎ ገሊፁ ።

ልኡኽ ኢቲ ሕብረትን ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ፊንላንድን ፔካ ሀቪስቶ፥ እቲ ጉዳይ ብዝምልከት ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣዕጋቢ ዘተ ከምዝገበሩ ገሊፆም።

ፔካ ሀቪስቶ ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ክልተ መዓልታት ዑደት ድሕሪ ምግባሮም ከምዝበልዎ፥ ዓለም ለኻዊ ትካላት ኣብ ትግራይ ሰብኣዊ ደገፍ የቕርባ ኣለዋ።

እቶም ሚኒስትር ምስ ዝምልከቶም ሓለፍቲ ስራሕ እውን ከምዝተላዘቡ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ
ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.