Fana: At a Speed of Life!

መርሃ ግብሪ ምስረታ ማሕበር ምርምር ኦሮሞ ኣብ ሆቴል ኢሊሊ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ምስረታ ማሕበር ምርምር ኦሮሞ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኢሊሊ ሆቴል ተሳሊጡ።

እቲ ማሕበር ታሪኽ ህዝቢ ኦሮሞ፣ ባህሊ፣ ቋንቋን ስርዓት ገዳን ብዑምቀት ብምምርማር እቲ ህዝቢ ባህሉ ንክፈልጥ ንምግባር ዝተጣየሸ ምዃኑ ተገሊፁ።

እቲ ማሕበር ህዝቢ ኦሮሞ ንዝምልከት ዝተፃሓፉ መፃሓፍቲ ብምሕታምን ብምዝርጋሕን ተበፃሒ ንክኾን ዝሰርሕ እዩ ተባሂሉ።

ኣብቲ መርሃ ግበሪ ምስረታ እቲ ማሕበር ርእሰ ምምሕዳር እታ ክልል ሽመልስ ኣብዲሳ ሓዊሱ ኣመራርሓታት ፌዴራልን ክልልን፣ ኣባገዳታት፣ ሃደ ሲንቄታት፣ ሰብሃፍቲ፣ ላዕለዎት ሰብመዚ ፌደራልን ክልልን ኮሚሽነራትን ተረኺቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.