Fana: At a Speed of Life!

መርሃ ግብሪ ብሄራዊ ዲጂታል መለለዪ መንነት ንህንፀት ስርዓት ዲጂታል ኢኮኖሚ ዘለዎ ረብሓ ልዑል ኢዩ-ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) መርሃ ግብሪ ብሄራዊ ዲጂታል መለለዪ መንነት ከም ሃገር ንህንፀት ስርዓት ዲጂታል ኢኮኖሚ ዘለዎ ረብሓ ልዑል ኢዩ ከብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ “ሎሚ ኣፈፃፅማ 9 ኣዋርሕ እቲ መርሃ ገብሪ ብምግምጋም ኣብ ዝተረፉ ኣዋርሕ ክፍፀሙ ዘለዎም ተግባራት ፈሊና ኢና” ኢሎም።

ብመሰረት እዚ ኣብዚ ዓመት ንምፍፃም ዝተትሓዙ ተግባራት በዝተማልአ መገዲ ንምፍፃም ምት ቤት ፅሕፈት እቲ ትካለን ነቲ ጉዳይ ዝምልከቶም ሚኒስትራትን ሓለፍቲ ትካላትን ሓበራዊ ምርድዳእ ከምዝተፈጠረ ተዛሪቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.