Fana: At a Speed of Life!

መሰረታዊ ስልጠና ውትድርና ዝወሰዱ ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታት መንግስቲ ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ መሰረታዊ ስልጠና ውትድርና ዝወሰዱ 170  ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታትን ቢሮ ጥዕናን ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብን መንግስቲ እቲ ክልል ተመሪቖም።

እቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ባህርዳርን ዝተኻየደ እንትኸውን፥ ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓታትን እቶም ትካላት ብተግባርን ንድፈ ሓሳብን ንትሽዓተ መዓልቲታት ስልጠና ከምዝወሰዱ ተገሊፁ።

ኣብቲ ኲናት ሞያዊ ሓገዝ እናገበሩ ዝርከቡ ሰራሕተኛታት ክልቲኦም ትካላት ኣብ ግምባር ንምስታፍ ዘኽእል ስልጠና ምርካቦም ተዛሪቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.