Fana: At a Speed of Life!

መበል ራብዓይ መድረኽ ዘተ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫን ፓርቲታት ፖለቲካን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት 24፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ራብዓይ መድረኽ ዘተ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫን ፓርቲታት ፖለቲካን ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ ዘተ ምልክት ምርጫ ዝወሰዱ ተወከልቲ ፓርቲታት ፖለቲካን ኣመራርሓ ቦርድ ምርጫን ተረኺቦም።

እቲ ዘተ ብቐንዱ ከይዲ ምዝገባ ሕፁያት ዘለሉ ኩነታት፣ ዝቐረቡ ቅርታታትን ዝተውሃቡ መፍትሒ ሓሳባትን ዝድህስስ ኢዩ ተባሂሉ።

ምዝገባ መረፅቲን ሓበሬታ ኣፈፀምቲን ሓዊሱ ኣብ ካልኦት ተመሳሰልቲ ጉዳያት ዘተ ከምዝግበር እውን ተሓቢሩ ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.