Fana: At a Speed of Life!

መበል 125 ዓወት ዓድዋ ምኽንያት ብምግባር መድረኽ ፓናል ዘተ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 125 ዓወት ዓድዋ ምኽንያት ብምግባር “ዓድዋ ብዓይኒ ሙሁራት ታሪኽ” ብዝብል ርእሲ መድረኽ ፓናል ዘተ ይካየድ ኣሎ።

ኣብቲ ፓነል ዘተ ሚኒስትር ዲኤታ ባህሊን ቱሪአዝምን ወይዘሮ ብዙነሽ መሰረት ሓዊሱ ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽ ተረኺቦም፡፡

ኣብቲ መድረኽ ኣብ ዝተፈላለዩ ርእሰ ጉዳያት ኣመልኪቶም ፅሑፋት ከምዝቐርቡ ካብ ሚኒስቴር ባህሊን ቱሪዝምን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.