Fana: At a Speed of Life!

መንደር ኢኮ ቱሪዝም ወንጪ – ደንዲ መእተዊ በሪ ብዙሕ ዕድላት ኢዩ- ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንደር ኢኮ ቱሪዝም ወንጪ – ደንዲ መእተዊ በሪ ብዙሕ ዕድላት ኢዩ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም።

እቶም ርእሰ ምምሕዳር፥ ፕሮጀክት መንደር ኢኮ ቱሪዝም ወንጪ – ደንዲ እቶት ኣብ ምፍልፋል፣ ዕድል ስራሕ ኣብ ምፍጣርን ምህዞ ስራሕ ኣብ ምትብባዕን ንምዕባለ ኢኮኖሚ ዘለዎ ረብሓ ልዑል ኢዩ ኢሎም።

እቲ መንደር ዘላቒ ቱሪዝም ንልምዓት፣ ፅባቐ ተፈጥሮን ባህላዊ ሃፍትን ብምሕላው ንይውልዲ ንምምሕልላፍ ከምዝሕግዝ ተዛሪቦም።

ካብ ዝተፈላለዩ ተመክሮታት ባህሊ ዝተውፃእፅኡ ሰባት ብምትእኽኻብ ንምርድዳእ በሪ ከምዝኸፍት ሓቢሮም።

በፃሕቲ ዓዲ፥ ባህሊ፣ ልምዲን ኣነባብራን እቲ ከባቢ ንክፈልጡ ዘኽእል ዕድል ዝፈጥር ኢዩ ኢሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Leave A Reply

Your email address will not be published.