Fana: At a Speed of Life!

መንግስቲ ኦሮሚያ ብምኽኒያት ቫይረስኮሮና ወሰኽ ዋጋ ንዝገበሩ ልዕሊ 1 ሺሕ ትካላት ንግዲ ስጉምቲ ወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኦሮሚያ ብምኽኒያት ቫይረስኮሮና ወሰኽ ዋጋ ኣብ ልዕሊ ዝገበሩ 1 ሺሕን 85 ትካላት ንግዲ ስጉምቲ ወሲዱ።

ብተወሳኺ 13 ነጋዶ ንፍርዲ ከምዘቕረበ ተገሊፁ።

ኣብቲ ክልል ምስፍሕፋሕ ቫይረስኮሮና ንምክልኻል ዝዓለሙ ዝተፈላለዩ ኮሚቴታት ብምጥያሽ ናብ ስራሕ ከምዝኣተወ ገሊፁ።

እቶም ኮሚቴታት ስራሕቲ ምዕባይ ግንዛበ ዘካይዱን ብምኽኒያት ቫይረስኮሮና ወሰኽ ዋጋ ንዝገብሩ ዘይሕጋዊ ነጋዶ ዝቆፃፀርን ኢዩ ተባሂሉ።

ስለዝኾነ እቶም ኮሚቴታት ኣብ ዝሰርሕዎ ስራሕቲ ህዝቢ ኣድላዪ ደገፍ ክገብር ከምዝግባእ ተሓቢሩ።

እዋናውን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.