Fana: At a Speed of Life!

መድረኽ ዘተ ሰብ ሞያ መሐለውታ ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ ሰብ ሞያ መሐለውታ ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብዚ ዞባ ዘሎ ተገማቲን ዘይገማቲን ስግኣታት ሰላምን ፀፅታን ብዝበለፀ ምክትታልን ምትራፈን ኣብ ዘኽእል ቁመና ንምህናፅ ዝዓለመ ዘተ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ኣቦ መንበር እቲ ሓይሊ ሜጀር ጄኔራል ተሾመ ገመቹ፥ ዓቕሚን ናይ ምፍፃም ክእለትን እቲ ትካል ከብ ዘብሉን ዘጎልብቱን መፅናዕቲታትን መመሓየሺታት ፖሊሲን ከምዝግበሩ ተዛሪቦም።

ሰላምን ድሕንነትን እዚ ዞባ ኢሉ እውን ኣህጉር ንምሕላው ዶብ ተሳጋሪ ገበናትን ግብረ ራዕዲታትን ንምቅላስ እቲ ሓይሊ ናይ ባዕሉ ቤት ምኽሪ ንክህልዎ ይስራሕ ከምዘሎ ድማ ኣብሪሆም።

ብምንይችል ኣዘዘው

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.