Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስቴር መስኖን ከባቢ ቆላን ምስ 8 ዩንቨርስቲታት ይዝቲ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር መስኖን ከባቢ ቆላን ኣብ ከባቢታት ሰበኽ ሳግምን ክፋል ሰበኽ ሳግምን ምስ ዝርከቡ ሸሞንተ ዩንቨርስቲታት ይዝቲ ኣሎ።

እቲ ሚኒስቴር ምስ ዩንቨርስቲታት ጎንደር፣ ጋምቤላ፣ ሚዛን ቴፒ፣ ቡሌ ሆራ፣ ጂንካ፣ ሠመራ፣ ጅግጅጋን ኣሶሳን ኢዩ ዝዝቲ ዘሎ።

ሚኒስትር ኢንጂነር ኣይሻ መሓመድ፥ ሰበኽ ሳግምን ክፋል ሰበኽ ሳግምን ዝጠመተ ፖሊሲ ብምቕራፅ ናብ ተግባር ከመዝተኣተወ ኣዘኻኺረን።

እቶም ከባቢታት ፀገኦም ብዝግባእ ክጥቀሙ ዘኽእል ዘተ ምስቶም ዩንቨርስታት ምስላጥ ከምዘድለየ ምሕባረን ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.