Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስቴር ሰላም ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ናብ ባህር ዳር ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ኣፈፃፅማ ማእኸል መተሓባበረ ህፁፅሰብኣዊ ሓገዝ ንምግምጋም ናብ ባህር ዳር ኣቲየን።

ኣብ ፃንሒተን ድማ ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ካብ መረበቶም ዝተመዛበሉ ዜጋታት ብቕልጡፍ ሓገዝ ንምብፃሕን መሊስካ ንምጥያሽን ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ምስ ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ካልኦት ዓለም ለኸ ሰብኣዊ ትካላትን ከምዝዝቲያ ካብቲ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.