Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስቴር እቶት፣ ኮሚሽን ጉምሩኽን ብሄራዊ ሎተሪን ብሓባር ብምዃን ሕድሳት 100 ኣባይቲ ኣጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር እቶት፣ ኮሚሽን ጉምሩኽን ብሄራዊ ሎተሪን ብሓባር ብምዃን ሕድሳት 100 ኣባይቲ ዓቕሚ ዘይብሎም ወገናት ኣጀሚሮም።

እቲ መርሃ ግብሪ ዘጀመራ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፥ እተን ትካላት ንዝገበርኡ ተበግሶ አመስጊነን።

ኣብ ከይዲ ለውጢ ኣገልግሎት ወለንተናውያን እናተለመደን ባህሊ እናኾነን ምምፅኡ ብምሕባር፥ እዚ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኣለዎ ኢለን።

ሚኒስቴር እቶት፣ ኮሚሽን ጉምሩኽን ብሄራዊ ሎተሪን ብሓባር ብምዃን ንሕድሳት እቶም ኣባይቲ ዘዋፅእዎ 10 ሚሊየን ብር ነተን ከንቲባ መርካቦም ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.