Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስቴር ደቂ ኣንስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳያትን ንክልል ዓፋር 3 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ደቂ ኣንስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳያትን ኣብ ክልል ዓፋር ብሰንኪ ኲናት ጉድኣት ንዝበፅሖም ክፋላት ሕብረተሰብ ንመስርሒ ገዛ ዝውዕል 3 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ።

እቲ ድጋፍ ሚኒስትር ደቂ ኣንስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳያትን ዶክተር ኤርጎጌ ተስፋዬ ንርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ኣረኪበን።

ከምኡ እዉን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋርን ሚኒስቴር ደቂ ኣንስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳያትን፣ ጉጅለ እቲ ፋውንዴሽንን ካልኦት ኣመራርሓ ፌደራልን ክልልን ኣብ ሓዳሪ ቤት ትምህርቲ ደቂ ኣንስትዮ ተኸላ ሓምለዋይ ኣሰር ምክያዶም መራኸቢ ሓፋሽ ክልል ዓፋር ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.