Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስትራት መዓልቲ ኣገልጋላይነት ምኽንያት ብምግባር ኣብ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ግልጋሎት ይህቡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትራት ዝተፈላለያ ትካላት መዓልቲ ኣገልጋላይነት ምኽንያት ብምግባር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ግልጋሎት ይህቡ ኣለዉ።

ኣብ ግልጋሎቶም ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ንዝመፅኡ ተጓዓዝቲን በፃሕቲን ሓበሬታ ቱሪስትን ዕምበባን ብምብርካት ፃንሒቶም ሰናይ ንኽኸውን ናይ እንኳዕ ደሓን መፃእኹም ኣቀባብላ ከምዝገበሩሎም ትካል ፕሬስ ኢትዮጵያ ፀብፂቡ።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.