Fana: At a Speed of Life!

ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ ንጉድኣት ኲናት ብር  11 ነጥቢ 5 ሚሊየን ሓገዝ ኣወፍዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ(ማተሰኣ) ንጉድኣት ኲናት ብር  11 ሚሊየንን 515 ሺሕን 997 ሓገዝ ኣወፍዮም።

 

 ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ከምዝሕብሮ፥ ኣባላትን መሪሕነትን እቲ ማሕበር ብ13 ጉንበት 2015 ዓ/ም  ምስ ርእሰ ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ  ጌታቸው ረዳ ኣብ ዘተ ኣካይዶም።

<span;>ኣብቲ ዘተ፥ ንሕውየትን ዳግመ ህንፀትን  ትግራይ መሪሕ እጃሞም ከምዝፃወቱ ኣረጋጊፆም።

<span;>ኣይተ ጌታቸው ብግደኦም፥ ዳያስፖራ ተጋሩ ኣብ ዳግመ ህንፀት ትግራይ  ኩለ መዳይ ደገፍ ክገብሩ  ከምዝግባእ ምፅወዖም ይዝከር።

<span;><span;>እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
<span;>ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
<span;>ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
<span;>ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
<span;>ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
<span;>https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
<span;>ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
<span;>https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።</span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;>

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.