Fana: At a Speed of Life!

ማእኸለዊ ባንኪ ቻይና ምልቃቕ በካሊ ጋዝ ንምንካይ 13 ነጥቢ 43 ቢሊየን ዶላር ሰሊዑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸለዊ ባንኪ ቻይና ምልቃቕ በካሊ ጋዝ ንምንካይ 13 ነጥቢ 43 ቢሊየን ዶላር ሰሊዑ።

ሓላፊ እቲ ማኸላዊ ባንኪ ሱን ጉፌንግ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ትካላት ገንዘብ ኣብታ ሃገር ምልቃቕ በካሊ ጋዝ ንምንካይን ንምቁፅፃርን ንዝሰርሑ ትካላት ዘለቅሐኦ 13 ነጥቢ 43 ቢሊየን ዶላር ኣሜሪካ ሰሊዑ።

ኣብ ቻይና እምኒ ፈሓም ቀንዲ ኣማራፂ ሓይሊ ኮይኑ ከምዝቐፀለ ዝገለፁ ሱን ፌንግ፥ ኣብ ቀፃሊ መጠን ምልቃቕ ካርበን እምኒ ፈሓም ንምንካይን ካብ ብኽለት ከባቢ ኣየር ናፃ ዝኾኑ ካልኦት ኣማረፅቲ ሓይሊታት ንምጥቃም ብትኹረት ምስራሕ ይግባእ ክብሉ ኣተሓሳሲቦም፡፡

ማእኸላዊ ባንኪ ቻይና መጠንካርበን ንምንካይ ንዝሰርሑ ትካላት ብትሑት መጠን ወለድ ምቕራብ ልቓሕ ከምዝቕፅል እውን እቶም ሓላፊ ኣፍሊጦም ክብል ሲጂቲኤን ፀብፂቡ፡፡

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.