Fana: At a Speed of Life!

ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ኣኼብኡ የካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ኣኼብኡ የካየድ ኣሎ።

እቲ ማእኸላይ ኮሚቴ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታትን ስራሕቲ እቲ ፓርቲን ተዛቲዩ ኣብ ቀፃሊ ነዝፍፀሙ ተግባራት ኣንፈት ከቐምጥ ኢዩ ዘብል ትፅቢት ኣሎ።

ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ እቲ ፓርቲ ቅድሚ ክልተ መዓልታት ኣብ ዘሳለጦ ኣኬባ ኣብ ወሰንቲ ሃገራዊ ዛዕባታትን ስራሕቲ እቲ ፓርቲን ብምዝታይ ኣንፈታት ምቕማጡ ካብ ቤት ፅሕፈት እቲ ፓርቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.