Fana: At a Speed of Life!

ማእኸል መሰልጠኒ ፍሉይ ሓይሊ ወፍሪ ብላቴ ስልጠና መሰረታዊ ውትድርና ዝዛዘሙ ሰልጠንቲ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል መሰልጠኒ ፍሉይ ሓይሊ ወፍሪ ብላቴ ስልጠና መሰረታዊ ውትድርና ዝዛዘሙ ሰልጠንቲ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ፥

እቶም ተመረቕቲ ብልዑል ሃገራዊ ስምዒት ናብቲ ማእኸል ዝኣተዉ እንትኾኑ፥ ስልጠና ተኹሲ፣ ሜላን ኣካል ጥንካረን ከምዝወሰዱ ተገሊፁ።

ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ብኽብሪ ጋሻ ከምዝተረኸቡ ደሬቴድ ፀብጺቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.