Fana: At a Speed of Life!

ምርምር ድሕንነት ሳይቨር ንምስላጥ ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምርምር ድሕንነት ሳይቨር ኢትዮጵያ ንምሕላው ኣብ ሞንጎ ምምሕዳር ድሕንነት መርበብ ሓበሬታን ሸሞንተ ዩኒቨርሲታት ኢትዮጵያን ስምምዕነት ተፈሪሙ፡፡

እቲ ስምምዕነት ክታም ጥራሕ ዘይኮነስ ኣብ ቀፃሊ ድሕንነት ሳይቨር ሃገር ብምሕላው ከምኡ እውን ወለዶ በቢዓውዱ ንምሕንፃፅ ዕድል ከምዝፈጥር ተገሊፁ፡፡

ኣብ ጉዳይ ሃገር ዝፍጠሩ ፀገማት ድሕንነት ሳይበር ብሓባር ንምፍታሕ ዝሕግዝ ስምምዕነት ከምዝኾነ እውን ተሓቢሩ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.