Fana: At a Speed of Life!

ሩሲያ ናብ ኣውሮፓ ዝኸይድ ቀንዲ መተሓላለፊ መስመር ነዳዲ ዓፂያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ናብ ኣውሮፓ ዝኸይድ ቀንዲ መተሓላለፊ መስመር ነዳዲ ንሰለስተ መዓልታት ከምዝዓፀወት ተገሊፁ።

ከም ሓበሬታ ጋዝፕሮም፥ እቲ ዝተቛረፀ ኣቕርቦት ነዳዲ “በኖርድ ስትሪም1” መተሓላለፊ መስመር ነዳዲ “ገና ስለዘድሊዮ ኢዩ።

ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሓምለ እውን ብተመሳሳሊ ን10 መዓልታት ተዓፅዩ ከምዝነበረ ይዝከር።

ድሕሪ እዚ ግን ካብ ዘለዎ ዓቕሙ 20 ሚኢታዊት ጥራሕ ናዕዳጋ ኣውሮፓ ነዳዲ የቕርብ ከምዝነበረ ኣር ቲ ፀብፂቡ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.