Fana: At a Speed of Life!

ሰልጠንቲ ተሃድሶ ንዘላቒ ሰላም ግደኦም ከምዝዋፅኡ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ግዚያዊ መፅንሒ ስልጠና ተሃድሶ ኮምቦልቻ ስልጠነኦም ዝዛዘሙ ሰልጠንቲ ኣብ ሰልጠና ዝረኸብናዮ ፍልጠት ብምጥቃም ንዘላቒ ሰላም ግደና ከንዋፃእ ኢና ክብሉ ገሊፆም።

ኣብ ኮማንድ ፖስት ምብራቕ ኣምሓራ ስልጠነኦም ዝዛዘሙ ወልቀ ሰባት ናብ ማሕበረሰብ ተሓዊሶም።

ኣብቲ ስልጠና ማእኸል፥ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት፣ ኣድላይነት ሰላም፣ ሓድነት ወዘተ እኹል ገንዛበ ከምዝረኸቡ ሓቢሮም።

ኣብቲ ፃንሒት ሰብኣዊ መሰሎም ተሓሊዩ፣ ካብ ስሕተት ብምምሃር ንዘላቒ ሰላም ምንጋስ ንገዛእ ርእስና ኣዳሊና ኢና ኢሎም ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.