Fana: At a Speed of Life!

ሰሜን ኮሪያ ባለስቲክ ሚሳኤል ኣወንጪፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰሜን ኮሪያ ባለስቲክ ሚሳኤል ናብ ምብራቓዊ ተረፍ ባሕሪ ከምዘወንጨፈት ተሓቢሩ።

እቲ ናይ ሕዚ ፈተነ ሚሳኤል፥ መራሒ ሰሜን ኮሪያ ኪም ጆንግ ኡን ዓቕሚ ጦር መሳርሒ ኒውክሌር ሃገሮም ብምዕባይ ኣብ ልዕሊ ፀላእትና ክንጥቀም ኢና ምስበሉ ድሕሪ ሒደት መዓልቲታት ኢዩ።

ወታደራዊ ኣዘዝቲ ደቡብ ኮሪያ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ እቲ ሚሳኤል ካብ ምብራቓዊ ጠረፍ ባሕሪ ርእሰ ከተማ ሰሜን ኮሪያ ከምዝተተኮሰ ኣረጋጊፆም።

ካብቲ መግለፂ ተወሳኺ ፈተነ ምውንጫፍ ሚሳኤል ከምዝህሉ እናተኸታተሉ ከምዝኾኑ ምግላፆም ቲ ኣር ቲ ፀብፂቡ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.