Fana: At a Speed of Life!

ሰብኣዊ ደገፍ ዝፀዓና 12 ተሽከርከርቲ ናብ ትግራይ ይጎዓዛ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ዘተሓባብሮ ሰብኣዊ ደገፍ ዝፀዓና 12 ተሽከርከርቲ ብኣንፈት ዓፋር ናብ ትግራይ ሎሚ መዓልቲ ይጎዓዛ ከምዘለዋ ተገሊፁ።

ካብእተን ተሽከርከርቲ እተን ክልተ ነዳዲ ዝፀዓና ቦቲታት ከምዝኾና ተሓቢሩ።

መነግስቲን ህዝብን ዓፋር ንሓው ህዝቢ ተግራይ እቲ ሰብኣዊ ሓገዝ ንክበፅሕ ቅድመ ሐዚ ይገብሮ ከመዝነበረ ሎሚ እውን ምስ ዝምልከቶ ኣካል ብምትሕብባር ከመዝሰርሕ ኮሚኒኬሽን እቲ ክልል ኣፍሊጡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.