Fana: At a Speed of Life!

“ሰብኣውነትን ፍቕርን ንትግራይን መተከልን” ብዝብል መሪሕ ቓል ሓገዝ ምትእኽኻብ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)“ሰብኣውነትን ፍቕርን ንትግራይን መተከልን” ብዝብል መሪሕ ቓል ሓገዝ ምትእኽኻብ ተጀሚሩ።

ጥምረት ግሎባል ኣሊያንስ ሰብኣዊ ሓገዝ፣ ማሕበር ገበርቲ ሰናይ ጋዜጠኛታትን ስነ-ጥበባውያንን፣ ገበርቲ ሰናይ መተኣኻኸቢ እቶት ትራይን መተከልን ከምኡ እውን ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ብሓባር ብምዃን እቲ ሓገዝ ንምትእኽኻብ ከምዝሰርሑ ገሊፆም።

ስለዝኾነ ድማ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሆቴል ጣይቱን ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያን፣ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ቀይሕ መስቀል ክልላትን ኣብ ቤት ፅሕፈታት ክልል ከተማታትን ሓገዝ ዓይነት ብምልጋስ ዜግነታዊ ሓላፍነት ምውፃእ ከምዝግባእ ተሓቢሩ።

በኢትዮጵያ ንግድ ባንክ በቀይ መስቀል ስም በተከፈተ የባንክ ቁጥር 10003277016559 ከ5 ብር ጀምሮ ድጋፍ እንዲያደርጉ የተጠየቀ ሲሆን፥ በውጭ ለሚኖሩ ኢትዮጵያውያን ደግሞ በግሎባል አላየንስ በተከፈተ ጎፈንድሚ እንዲረዱ የድጋፍ አሰባሳቢ ህብረቱ መጠየቁን ኢብኮ ዘግቧል

ኣብ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ብሽም ቀይሕ መስቀል ዝተኸፈተ ቁፅሪ ባንኪ 10003277016559 ካብ ብር ሓሙሽተ ጀሚሩ ሓገዝ ንኽገብሩ ዝተሓተተ እንትኸውን፥ ኣብ ወፃኢ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ድማ ብግሎባል አሊያንስ ብዝተኸፈተ ጎፈንድሚ ንኽሕግዙ እቲ ሕብረት መተኣኻኸቢ እቶት ምሕታቱ ኢብኮ ፀብፂቡ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.