Fana: At a Speed of Life!

ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒሻንጉልጉምዝ ፅባሕ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒሻንጉልጉምዝ ፅባሕ ክጅምር ኢዩ።

ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ወይዘሮ ኣለምነሽ ይባስ፥ እቲ ፅባሕ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ንተከታተልቲ ክልተ መዓልታት መበል 12 ስሩዕ ጉባኤኡ ከካይድ ኢዩ።

ኣብቲ ጉባኤ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ ዓመተ 2013 እቲ ቤት ምኽሪ፣ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲን ቤት ዕዮ ኦዲትን ክርኢ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

ብተወሳኺ በጀት ዓመተ 2014 እቲ ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.