Fana: At a Speed of Life!

ስነ ስርዓት ሎተሪ ሪጋ ሕትመት ወረቐት መውሃቢ ድምፂ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ስነ ስርዓት ሎተሪ ሪጋ ሕትመት ወረቐት መውሃቢ ድምፂ ተይዱ።

ኣብ ሻድሻይ ሓፈሻዊ ምርጫ ንክወዳደሩ ሕጋዊ ኣፍልጦ ዝተውሃቦም ፓርቲታት ፖለቲካ ሪጋ ሕትመት ወረቐት መውሃቢ ድምፂ ብዕፃ ተፈሊዩ ዕላዊ ተገይሩ።

ንተኸታታሊ 4 መዓልታት ስነ ስርዓት ምውፃእ ዕፃ ኩሎም ክልላት ምርጫ እንተኻደ ዝፀንሐ እንትኸውን፥ ሎሚ መዓልቲ ድማ ፕሮግራም መዛዘሚ ተሳሊኡ ኣሎ።

እቲ ስነ ስርዓት ሎተሪ ሪጋ ሕትመት ወረቐት መውሃቢ ድምፂ ኣበዛ ሃገር ንመጀመርታ ግዘ ዝተፈፀመ ኢዩ።

ስለዝኾነ ኣብ ምንጋስ ድሞክራሲን ግልፅነትን ልዑል ግደ ከምዝህልዎ ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.