Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፈረንሳይን ጀርመንን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፈረንሳይ ካትሪን ኮሎንናን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጀርመን ኣናሌና ባየርቦክን ዘቲዮም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ክምዝገለፅዎ፥ ዓምዩቕን ውፅኢታዊን ዘተና ኢትዮጵያ ምስ ከልቲአን ሃገራት ዘለዋ ፅኑዕን ዝፀንሐን ርግብ ዘጉልህ ኢዩ ኢሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.