Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ብሕልፈት ህይወት ፕሬዚዳንት ሕቡራት ኢሜሬትስ ዓረብ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣5 ግንቦት ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብሕልፈት ህይወት ፕሬዚዳንት ሕቡራት ኢሜሬትስ ዓረብ ሼክ ካሊፋ ቢን ዛይድ ኣል ናህያ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ትዊተር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ “ንወራሲ ዓራት ሼክ ሞሓመድ ቢንዛይድ ኣልናህያን ከምኡ እውን ንህዝቢ ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብ  ዝተሰመዐኒ መሪር ሓዘን ይገልፅ” ኢሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.