Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ስዊድን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ  ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ስዊድን ስቴፈን ሎቨን ተዛቲዮም።

እቶም መራሕቲ ኣብ ክሊቲኣዊን ፍትሓዊ ክፍፍል ክታበት ኮቪድ19 ከምዝተዛተዩ ተገሊፁ።

ብተወሳኺ ኣብ ብሄራዊን አካባቢያዊን ኩነታት  ፀጥታ ተዛቲዮም።

ኣስታት 1940ታት ዝተጀመረ ርክብ እተን  ሃገራት  ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፆም።
እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ
ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.