Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ኣመራርሓ ክልላት ሃገራዊ ምርጫ ብዝምልከት ዘሎ ሓፈሻዊ ምድላው ገምጊሞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ግንቦት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣመራርሓ ክልላት ሃገራዊ ምርጫ ብዝምልከት ዘሎ ሓፈሻዊ ምድላው ገምጊሞም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ጥሪ 2013 ዓ.ም. ጀሚሩ ምስ ናይ ብሔራዊ ምርጫ ቦርድ ኣዶ መንበር ብምዃን ብምዃን ናይ ክልላትን ከተማ ምምሕዳራትን ንምርጫ ዝገብርዎ ቅድመ ምድላው ንምግምጋምን ንዝለዓሉ ዛዕባታት ንምፍታሕን ኣኼባታት ክገብሩ ፀኒሖም ኢዮም።

ሎሚ መዓልቲ ድማ ምስ ኣቕርቦት ናውቲ፣ ምድላው ጣቢያታት፣ ምዝገባ መረፅቲ ወዘተ ዘሎ ኩነታት ብዝምልከት ዘሎ ሓፈሻዊ ምድላው ምስ ኣመራርሓ ክልላት ሃገራዊ ምርጫገምጊሞም

እቲ ዕለተ ሃገራዊ ምርጫ ምንውሑ ኣመራርሓ ክልላት   ከምዘሐጎሶም ምግላፆም ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.