Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ በዓለ ሹመት ፕሬዚዳንት ኢስማኤል ዑመር ጉሌ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ በዓለ ሹመት ፕሬዚዳንት ጂቡቲ ኢስማኤል ዑመር ጉሌ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ በዓለ ሲመት ፕሬዚዳንት ኢስማኤል ዖማር ጊሌህ ንምርካብ ናብ ጂቡቲ ምኻዶም ይዝከር።

ስለዝኾነ በዓለ ሹመት እቶም ፕሬዚዳንት ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣብ ትዊተር ገፆም ኣመሓላሊፎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.