Fana: At a Speed of Life!

በዓል መዚ ምምሕዳርን ቁፅፅርንምግቢ፣ መድሓኒትን ክንንክን ጥዕናን ኣዲስ ኣበባ ገበታ ጨው ሮምን የገበታ ጨው ፍርያት መዓር ሴንሆንን መረጋገፂ ብቕዓት ጥዕና የብሎምን ኢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ምምሕዳርን ቁፅፅርንምግቢ፣ መድሓኒትን ክንንክን ጥዕናን ኣዲስ ኣበባ ገበታ ጨው ሮምን የገበታ ጨው ፍርያት መዓር ሴንሆንን መረጋገፂ ብቕዓት ጥዕና ስለዘይሎም ካብ ዕዳጋ እናተኣከቡ ከምዝኾኑ ገሊፁ።

እቲ በዓል መዚ ውፅኢት ፍርያት ገበታ ጨው ሮምን የገበታ ጨው ፍርያት መዓር ሴንሆንን መረጋገፂ ብቕዓት ጥዕና እንተየውፅኡ ፍርያት ናብ ዕዳጋ ብምቕራቦምን ናሙና እቶም ፍርያታት ተወሲዱ ብላብራቶሪ እንትምርመር መለክዒ ዘየማልኡን ንጥዕና ጉድኣት ከምፅኡ ዝኽእሉን ኮይኖም ስለዝተረኸቡ ካብ ዕዳጋ ንኽእከቡ እናገበረ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ፡፡

እቶም ፍርያታት ዘፍርዩ ሰብ ዋና እቶም ትካላት ኣብቶም ፍርያታት ዝተውሃቦም ስጉምቲ ግቡእ ከምዝኾነ ኣሚኖም ኣብ ቀፃሊ ከማልኡዎ ዝግበኦም መለክዒ ሓዱሽ ፍርያት ኣፍሪዮም ናብ ዕዳጋ ከምዝኣተው ምስቲ በዓል መዚ ኣብ ምርድዳእ በፂሖም ኢዮም ተባሂሉ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.