Fana: At a Speed of Life!

በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ብምግባር ሎሚ መዓልቲ ለይቲ ሰዓት 9 መድፍዕ ከምዝትኮስ ሚኒስቴር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ብምግባር ድሮ እቲ በዓል ሎሚ መዓልቲ ለይቲ ሰዓት 9 ትሽዓተ ግዘ መድፍዕ ከምዝትኮስ ዋና ዳይሬክቶሬት ኢንዶክትሪኔሽን ሚኒስቴር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ።

ካብዚ ብተወሳኺ መዓልቲ ሓርበኛታት ምኽንያት ብምግባር 27 ሚያዝያ 2013 ዓ.ም ንጉሆ 12 ሰዓት 21 ግዘ መድፍዕ ከምዝትኮስ ኢብኮ መግለፂ ሰራዊት ምክልኻል ፀሪሑ ፀብፂቡ።

ሕብረተሰብ ነዚ ፈሊጡ ድንጋፀ ከይስምዖን ኣካላት ፀፅታ ኣድላዪ ምትሕብባር ክገብሩ ከምዝግባእን እቲ ሚኒስቴር ኣተሓሳሲቡ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.