Fana: At a Speed of Life!

በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብብርኪ ክልል ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 125 በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብብርኪ ክልል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሆቴል ሸራተን ኣዲስ ተኸቢሩ

በዓል ዓወት ዓድዋ ኣርማ ሓድነትን ህብረ ብሄራዊነትን ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ተኸቢሩ ዘሎ።

ኣብቲ ስነ-ስርዓት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፣ ሚኒስትር ባህልን ቱሪዝምን ዶክተር ሂሩት ካሳው፣ ኣባ ገዳታት፣ ሃደ ስንቄታትን ዕድመ ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ተረኺቦም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.