Fana: At a Speed of Life!

ቢዝነስ ፎረም ኢትዮ-ሞሮኮ ብሓባር ንምስንዳእ ስምምዕነት ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅል 2024 ፎረም ቢዝነስ ኢትዮጵያን ሞሮኮን ብሓባር ንምስንዳእ ዘኽእል ስምምዕነት ተገይሩ፡፡

ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ለሊሴ ነሜ ምስ ኣምባሳደር ሞሮኮ ኣብ ኢትዮጵያ ናሻ ኣልዊ ተዛቲየን፡፡

ኣብ ዘተአን ድማ ሰብ ሃፍቲ ኢትዮጵያን ሞሮኮን ክሳተፉሉ ዝኽእሉ ዝተፈለለዩ ዓውዲታት ኢንቨስትመንት ኣማራፂታት ምድንፋዕ ኣብ ዝከኣለሉ ጉዳይ ምኽክር ገይሮም፡፡

ካብዚ ብተወሳኺ ኣብ 2024 ፎረም ቢዝነስ ኢትዮጵያ ሞሮኮ ብሓባር ንምስንዳእ ኣብ ስምምዕነት ከምዝበፅሑ ካብቲ ኮሚሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.