Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ኣሜሪካ በንቢ ቁፅፅር ኣፅዋር ኲናት ኣመሓይሹ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ኣሜሪካ በንቢ ቁፅፅር ኣፅዋር ኲናት ኣመሓይሹ።

እቲ ዝተመሓየሸ ደንቢ፥ “ደቅና ንምሕላው ዝወፅአ ደንቢ” ብዝብል ዝተሰናድአ ከምዝኾነ ገሊፁ።

ከም ፀብፃብ ሲ ኤን ኤን፥ ኣብቲ ዝርዝር ደንቢ ሰባት ኣፅዋር ምግዛእ ዝኽእልሉ ዕድመኦም ካብ 18 ናብ 21 ከምዝተመሓየሸ ተሓቢሩ።

ዕድምኡ ኣፅዋር ንምግዛእ ዝፍቀደሉ ዝኾነ ይኹን ሰብ ካብ 15 ፍረ ጥይት ንላዕሊ ክሕዝ ዝኽእል መኽዘን ጥይት ምግዛእ ከምዘይኽእል ኣብቲ ዝወፅአ ደንቢ ተደንጊጉ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.