Fana: At a Speed of Life!

ብምኽኒያት ልምዓት ኮሪደር ተዓፂዮም ዝፀንሑ መገዲታት ንተሽከርከርቲ ክፍቲ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምኽኒያት ልምዓት ኮሪደር ተዓፂዮም ዝፀንሑ መገዲታት ንተሽከርከርቲ ክፍቲ ከምዝኾኑ ፖሊስ ኣፍሊጡ።

ብመሰረት እዚ፦

  • ካብ ደጃች ውቤ ብኣፍንጮ በር ናብ ራስ መኮንን ድልድል
  • ካብ ባሻወልዴ ችሎት ብቱሪስት ሆቴል ራስ መኮንን ድልድል ኣፍንጮ በር
  • ካብ ዳኑ ሆስፒታል ክሳብ ቱሪስት ሆቴል ብምውፃእ ናብ ራስ መኮንን ድልድል ኣፍንጮ በር
  • ብምምሕዳር ኣራዳ ናብ ዳኑ ሆስፒታል መውረዲ ብሓደ ኣንፈት ጥራሕ ኣሽከርከርቲ ክጥቀሙ ከምዝግባእ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.