Fana: At a Speed of Life!

ብዶ/ር ሊያ ታደሰ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ጉባኤ ውድብ ጥዕና ዓለም ይሳተፍ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ጄኔቭ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መበል 76 ጉባኤ ውድብ ጥዕና ዓለም ይሳተፍ ኣሎ።

ኣብቲ ጉባኤ ብተበግሶ ኢትዮጵያ ዝተሰናድአ ዝተዋደደ ሃንደበታዊ፣ ወሳኒን ኦፕሬቲቭ ክንክንን ውሳነ ዓለም ለኸ ምምሕያሽ ሽፋን ጥዕና ሓዊሱ ካልኦት ዛዕባታት ክፀድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

ጉባኤ ውድብ ጥዕና ዓለም ክሳብ 22 ግንቦት 2015 ዓ.ም ከምዝፀንሕ ኣብ ሚኒስቴር ጥዕና ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.