Fana: At a Speed of Life!

ተቛሪፁ ዝነበረ በረራ ከተማ ማኒላ ከምዝቐፀለ መገዲአ የር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ማእኸል ንግዲን ፋይናንስን ፊሊፒንስ ናብ ዝኾነት ከተማ ማኒላ ኣቋሪፁዎ ዝነበረ በረራ ከምዝቐፀለ ኣፍሊጡ።

ብመሰረት እዚ ናብ ከተማ ማኒላ ዝግበር በረራ ኣብ ሰሙን ሰለስተ መዓልቲ ኮይኑ ከምዝቐፀለ ካብቲ መገዲ ኣየር ዝረኸብናዮ ሓብሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.