Fana: At a Speed of Life!

ተበግሶ ሰናይ ስራሕቲን ተግባራት ምጥንኻርን ምስፍሕፋሕን ይግባእ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ተበግሶ ሰናይ ተግባራትን ምጥንኻርን ምስፍሕፋሕን ከምዝግባእ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚነሲትር ኣብ ማሕበዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝፀሓፉዎ፥ መደርበዪ ጓሓፋት ዝነበሩ ከባቢታት ብሰናይ ተበግሶ ናብ ምቹው ቦታ ምልዋጥ ንዓይኒ ጥራሕ ዘይኮነስ ንተግባራዊነት ምምሕያሽ ልምዓት ሕርሻ ከተማ እውን ዕዙዝ ግደ ኣለዎ።

ከምዚኦም ዝበሉ ሰናይ ስራሕቲን ተበግሲ,ሶታትን ምስፍሕፋሕን ምጥንኻርን ከምዝግባእ እውን ኣተሓሳሲቦም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.