Fana: At a Speed of Life!

ተወሳኺ ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ክልል ደቡብ ናብ ቀጠና “ግዳጅ” ከምርሑ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ተወሳኺ ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ክልል ደቡብ ናብ ቀጠና “ግዳጅ” ከምርሑ ኢዮም።

ኣሸባሪ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሃገር ዘንፀላለዎ ሓደጋ ብንምምካት ኢትዮጵያውያን ብሓባር ይሰርሑ ኣለዉ።

ብመሰረት እዚ ፍሉይ ሓይሊ ክልል ደቡብ ሃገራዊ ፃውዒት ብምቕባል ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ምስላፉ ናብቲ ቃልሲ ብምሕዋስ ኣረጋጊፁ።

ስለዝኾነ ኣብዚ ሐዚ እዋን ልዕሊ 300 ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ግዴተኦም ዝዋፅኡ ዘለዉ እንትኾኑ፥ ተወሳኺ ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ እቲ ክልል ናብ ቀጠና “ግዳጅ” ካምዘምርሑ ካብ ትካል ሬዲዮን ቴሌቪዥንን ደቡብ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.