Fana: At a Speed of Life!

ተጓዓዝቲ ሓጅ 315 ሺሕ ብር ንክኸፍሉ ከምዝተወሰነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ )ናይ ሎሚ ዘበን ተጓዓዝቲ ሓጅ 315 ሺሕ ብር ንክኸፍሉ ከምዝተወሰነ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ገሊፁ።

እቲ ቤት ምኽሪ መበል 1444/2015 ተጓዓዝቲ ሓጅ ጠሚቱ መግለፂ ሂቡ።

እቲ ቤት ምኽሪ፥ ተጓዓዝቲ ሓጅ 315 ሺሕ ብር ንክኸፍሉ ከምዝተወሰነ ኣፍሊጡ።

ኣብቲ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ፌዴራል ጥራሕ ዝወሃብ ዝነበረ ኣገልግሎት ምዝገባ ኣብ ናይ ሎሚ ዘበን ጉዕዞ ሓጅ መትእንጋድ ናብ ሓጅ ብምቕራብ እቲ ምዝገባ ኣብ 16 ጣቢያታት በቢከባቢኡ ንክፍፀም ተገሊፁ።

ብመንገስቲ ስዑዲ ዓረብ እግድ ዝተነበረሎም ዜጋታት ምምዝጋብ ከምዘይኽእሉ ኣብቲ መግለፂ ተሓቢሩ።

ብፈቲያ ዓብደላ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/detailsኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1 ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.