Fana: At a Speed of Life!

ተጠባባቒ ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣባላቱ ኣሰልጢኑ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ተጠባባቒ ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ብሓባር ኲናትን ደገፍ ኣወሃህባን ኮርስ ካብ 10 ኣባል ሃገራት ንዝተውፃእፅኡ ኣባላቱ ኣሰልጢኑ ኣመሪቑ።

ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ዳይሬክተር ርክብ ወፃኢ ምክልኻል ብርጋዴር ጀኔራል ጥላሁን ኣሸናፊ፥ እቲ ስልጠና ሰላምን ምርግጋዕን ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ምርግጋፅ ልዑል ግደ ኣለዎ ኢሎም።

በስልጠናው የተገኘውን አቅም በማጎልበትና ተቀናጅቶ በመስራትም ቀጣናውን ከግጭት የፀዳ ማድረግ እንደሚገባም ገልጸዋል።

ኣብቲ ስልጠና ዝተረኸበ ዓቕሚ ብምጉልባት ተዋዲድካ ምስራሕን እቲ ቀጠና ካብ ጎንፂ ነፃ ምግባርን ይግባእ ምባሎም ካብ ሰራዊ ምክልኻል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.