Fana: At a Speed of Life!

ተፃባእቲ ሓይሊታት ሱዳን ን7 መዓልታት ዝፀንሕ ስምምዕ ድው ምባል ተኹሲ ፈፂሞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ግንቦት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ተፃባእቲ ሓይሊታት ሱዳን ን7 መዓልታት ዝፀንሕ ስምምዕ ድው ምባል ተኹሲ ፈፂሞም።

እቶም ሓይልታት ብኣደራዳርነት ኣሜሪካን ስዑዲ ዓረብን ኣቢሎም ኣብ ስዑዲ ከካይስዎ ዝፀንሑ ዘተ ዛዚሞም።

እቲ ዝተሳለጠ ድርድር ብዝምልከት ዋሽንግተንን ሪያድን ኣብ ዘውፅእዎ መግለፂ፥ <span;>ተፃባእቲ ሓይሊታት ሱዳን ን7 መዓልታት ዝፀንሕ ስምምዕ ድው ምባል ተኹሲ ፈፂሞም ኢሎም።

እቲ ስምምዕ ካብ ፅባሕ ሰኑይ ጀሚሩ ተግባራዊ ክኸውን ኢዩ።

እቲ ስምምዕ ተግባራዊ ምዃኑ ዝከታተል ኣካል ከምዝጣየሽ እውን ተገሊፁ።

<span;><span;>እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
<span;>ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
<span;>ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
<span;>ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
<span;>ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
<span;>https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
<span;>ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
<span;>https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።</span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;>

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.