Fana: At a Speed of Life!

ቻይና ብሔራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ንዝሰርሖም ስራሕቲ ከምእትድግፍ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ብሔራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ንዝሰርሖም ስራሕቲ ከምእትድግፍ ገሊፃ።

ኮሚሽነር ተመስገን ጥላሁን ምስ ኢኮኖሚክ ካውንስለር  ኤምባሲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ካውንስለር ያንግ (ዶ/ር) ዘቲዮም።

ኣብቲ ዘተ፥ እቲ ኮሚሽን ክሳብ ሐዚ ዝሰርሖም ስራሕቲን ዘጋጠምዎ ብድሆታትን ዝጠመተ መብርሂ ሂቦም።

እቲ ኮሚሽን ዝሓዞም ትልሚታት ኣብ ምፍፃም፥ ልዑል ሃፍቲ፣ መውዳድን ምትሕብባርን ዝሓትት ከምዝኾነ ተዛሪቦም።

ስለዝኾነ መንግስቲ ቻይና ደገፍ ንክገብር ሓቲቶም።

ካውንስለር ያንግ (ዶ/ር)፥ መንግስቲ ቻይና ኢትዮጵያ ንእትሰርሖ ስራሕቲ ልምዓትን ሰላምን ብምድጋፍ ተሳትፎ ትገብር ከምዘላ ኣፍሊጦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.