Fana: At a Speed of Life!

ነበር ኣባላት ሰራዊት ኢትዮጵያ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ከምዝስለፉ ኣረጋጊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ኣባላት ሰራዊት ኢትዮጵያ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ከምዝስለፉ ኣረጋጊፆም።

እቶም ኣባላት ነዚ ዝበሉ ” ኢትዮጵያ ምፍራስ ኣይከኣልን ምክኒያቱም ሰብ ኣለዋ” ብዝብል መሪሕ ቃል ብነበር ኣባላት ሰራዊት ኢትዮጵያን ምሕበር ለምዓትን ተበግሶ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ኣብ ዝተኻየደ ምድላው ኢዩ።

ኣብቲ መድረኽ ዝረኸቡ ናይ መከላከያ ሚኒስቴር ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ ኮሎኔል ጌትነት ኣዳነ÷ ነበር ኣባላት ሰራዊት ኢትዮጵያ ንሰራዊት ምክልኻል ካብ ዘለዎም ፍቕሪ ዝብገስ ሃገር እንትትውረር ቀዲሞም ብምስላፍ ብዝተፈላለዩ ወተሃደራዊ ሙያታት ሃገሮም ከምዘገልገሉ ተዛሪቦም።

ሐዚ እውን ሃገር ኣብ ዝደለየቶም ወሳኒ እዋን ብናይ ባዕልቶም ተበግሶ ኣብ ጎኒ ሰራዊ ምስላፎም አመስጊኖም።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.