Fana: At a Speed of Life!

ናብ መበል 33 ዋንጫ ኣፍሪካ ዝሓለፈ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ናብ መበል 33 ዋንጫ ኣፍሪካ ዝሓለፈ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኻዊ ዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሕ  ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩሉ።

ኣብቲ ስነስርዓት ኣቀባብላ፥ ሚኒስትር ባህልን ቱሪዝምን  ዶ/ር ሂሩት ካሰው ፣ ኮሚሽነር  ኮሚሽን  ስፖርት ኤሊያስ ሽኩር ፣ ም/ኮሚሽነር ኣይተ ዱቤ ጅሎን ካልኦት ኣካላትን ተረኺቦም።

እቲ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ፅባሕ ንጎሆ ሰዓት 3:00 ጀሚሩ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተመረፁ ዋና ዋና ጎዳናታት   ንህዝ ደስታኦም ክገልፁ ኢዮም።
ህዝቢ ውን ነቲ ብሄራዊ ጋንታ ዘለዎ ደገፍን ክብሪን ክገልፅ ኢዩ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.