Fana: At a Speed of Life!

ናይ ፅልኣት ዘረባን ስኑዕ ሓበሬታን ምክልኻል ዝጠመተ ሃገራዊ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ፅልኣት ዘረባን ስኑዕ ሓበሬታን ምክልኻል ዝጠመተ ሃገራዊ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።

እቲ መድረኽ ዘተ፥ “ናይ ፅልኣት ዘረባን ስኑዕ ሓበሬታን እናተቓለስና ስርዓት ዴሞክራሲ ንህነፅ” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣለዎ።

ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ መሓመድ እንድሪስ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ መራኸብቲ ሓፋሽ ዝሰርሑ ሰብ ሞያ፣ ኣክቲቪስታትን ዝተፈላለዩ ተወከልቲ ዝተፈላለዩ ማሕበረሰብን ይሳተፉ ኣለዉ።

ብሃብታሙ ተክለስላሴ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.