Fana: At a Speed of Life!

ንሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ እንገብሮ ደገፍ ኣብ ስራሕቲ ህንፀት ሃገር ኣሰር እነንብረሉ ኢዩ- ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ እንገብሮ ደገፍ ኣብ ስራሕቲ ህንፀት ሃገር ኣሰር እነንብረሉ ኢዩ ከብሉ  ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሬኢ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም።

ኣፈፃፅማ መከደባት እቲ ኮሚሽን ዝጠመተ ፀብፃብ ኣብ ዘዳመፅሉ እዋን፥ እቲ ኮሚሽን ልኡኹ ንምፍፃም ዘጋጥምዎ ፀገማት ብምፅዋር ዘላቒ ሰላም ህዝብታት ንምሕላው ዝፈፀሞም ስራሕቲ ንኢዶም።

ብብርኪ ሃገር ዘለዎ ፀገማት ብሓባር ንምፍታሕ ቅድሚ እቲ ፀገም ምርካብ ከምዝግባእ ብምግላፅ፥ ነቲ ሃገራዊ ዘተ ኩሉ ተገዛኢ ብምዃን ምስ መሓዉር መንግስቲን ኣካላት ፀፅታን ብምዝታይ ምስራሕ ከምዝግባእ ተዛሪቦም።

ብተወሳኺ ካልኦት ደገፍ ክገብሩ ዝኽእሉ ትካላት ስራሕቲ ቅድመ ምድላዎም ብሓባር ብምስራሕ ነህዝቢ ዝተኣተወ ቃል ምፍፃም ይግባእ ክብሉ ምግላፆም ኣብቲ ቤት ፅሕፈት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.