Fana: At a Speed of Life!

ንሰራዊት ሓገዝ ካብ ምግባር ሓሊፉ ናብ ግምባር ንምዝማት ከምዝተዳለዉ ሰብ ሃፍቲ ድሬዳዋ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ድሬደዋ ሽርሒ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምቅላዕን ንሰራዊት ምክልኻል ንምድጋፍን መድረኽ ምንውዕዋዕ ኣካይዶም።

ኣብቲ መድረኽ ድማ ብገንዘብን ብዓይነትን ካብ ዝገብሩዎ ሓገዝ ብተወሳኺ ክሳብ ግምባር ንምውጋእ ድሉዋት ከምዝኾኑ እቶም ሰብ ሃፍቲ ተዛሪቦም፡፡

ንሕና ደቂ ኣቦታትና ኢና ዝበሉ እቶም ሰብ ሃፍቲ፥ ኣብ ቀዳማይ ዙር ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር 12 ሚሊየን ብር ሓገዝ ከምዝገበሩን ኣብ ቀፃሊ ዝገብሩዎ ሓገዝ ኣጠናኺም ከምዝቕፅሉ ገሊፆም፡፡

ኮሚቴ ኣታዊን ሎጂስቲክስን ብምጥያሽ ኣብ ኩሎም ቀበሌታት እቲ ምምሕዳር ንሰራዊት ምክልኻል ብገንዘብን ብዓይነትን ሓገዝ ናይ ምትእኽኻብ ከይዲ ከምዝቐፀለ ተሓቢሩ፡፡

በእዮናዳብ አንዱዓለም

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.